New Eritrean Movie 2018 'Hilina Albo' 5 a film by Filmon Negus

2018-09-29 8

New Eritrean Movie 2018 ''ሕልና ኣልቦ'' 5 a film by Filmon Negus

''ሕልና ኣልቦ'' ብሕማም ካንሰር ንዝሳቐ ዘሎ ህቡብ ስነ-ጥበባዊ በያን ኑር ኣሕመድ (ቡሽ) ንሕክምናዊ ሓገዝ ብመሳርሕቱን ፈተውቱን ዝተሰርሐት ፊልም።

Donate
ኣብ ስነ ጥበብ ሃገርና ዓቢ ግደ ዘበርከተ፡ ትማሊ ጸምዩና ዘስሕቐና ዝነበረ ፍቱው ስነ ጥበባዊ ሓውና በያን ኑር ኣሕመድ፡ ( ቲፋኖስ / ወዲ ቢጫ / ቡሽ ) ብዘጋጠሞ ናይ ርእስን ክሳድን መንሺሮ፡ (Head and Neck cancer ) ንዝላዓለ ሕክምና ንኽሕከም እጃምናን ዓቕምናን ዝፈቕዶ፡ ኣብ ጎኑ ኮይና ኣለናልካ ንበሎ።
❤️ Please ናብ ኩሉ ክባጻሕ ሼር ንበሎ..

Savana/ሓበሻ Digital music distribution and promotion. Latest habesha Movie, Music, Comedy Drama. || ሓደሽቲ ቪድዮ ንምርኣይ ሰብስክራይብ ግበሩ::
For More Video Please SUBSCRIBE Here ...


© 2018 Copyright: Savana/ሓበሻ