"ዓለምና ብዓሌታዊ ኣፈላላይ ትደጋደጎሉ ዘላ ግዜ እቶም ብሽም ዴሞኩራሲ ናጽነት ወዲ ሰብ ክረክብ ኣለዎ ዝብሉ ልዕሊ ካልእ ፍጡራት ንነብሶም ከም ፍሉያት ፍጡራት ዝፈልጥዋ ጻዓዱ ኣህዛ፡ ተገምጢሎም ጸሊም ሰብ ምስ ዝሪኡ ነብሶም ግንብንብ ኢዮ ዝብሎም ዘሎ፡ እዛ video እሞ ተኸታተልዋ ሓደ ሚሊዮነር ጸሊም በጃኹም "ጠሚየ" ሰልዲ ሃቡኒ ክበልዕ እንዳ በለ ክልምን ከም ሓደ ሕሱር ፍጡር ከምዘይ ኮነ እንዳናዓቕዎ ይኸዱ ኣብ መወዳእታ ግን መንነቱ ምስ ነገሮም ተገምጢሎም ካብኡ ሰልዲ ይቕበሉ።
ስለ'ዚ ብኸም'ዚ ነገር እንተ ቐጺላ እዛ ዓለም ሳልሳይ ኪናት ዓለም ብዓሌታዊ ተጽዕኖን ፍልልይ ሃይማኖተን ዘይትረፍ ኢዮ።