Eritrean Song by Yemane Baria - መሪርኒ ናብራ ጸሊኤዮ ስደት

2016-01-13 5

መሪርኒ ናብራ ጸሊኤዮ ስደት፣
ሓሳርን መከራን ምልማዱ ሲኢነዮ፣
ወሪደ ደይበ ዓቀቡ ቁልቁለቱ ፣
ደኺመ ለፊዐ ከቢድኒ ጽዕነቱ፣